Author: Shalote

ቃለ ቡራኬ በዓለ ልደት ጐይታናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ

ዕለት፦ ፳፱ ታሕሣሥ ፳፻፲ወ፬ ዓ.ም.ግ. 07/01/2022ፈ. ቃለ ቡራኬ በዓለ ልደት ጐይታናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ ኣምላክ እንቋዕ ናብ ብርሃነ ልደቱ ኣብጽሓና ክቡራንን ክቡራትን፡ ኣብ ውሽጢ ሃገርን ወጻእን እትነብሩ ሕዝበ...

ዝኽሪ ህይወት ገዲም ተጋዳላይ ቀዳማይ ዋና ጸሓፊ ህ.ግ. – ብጻይ ሮሞዳን መሓመድኑር

ዝኸበርኩምን ዝኸበርክንን! ኣብ ዓለም፡ ቅያታት ዝፍጸም፡ ብብርቱዕ ድሌትን ፍቕሪን’ዩ። እቲ ንግሎባዊ ስትራተጂ ርእሰ ሓያልን ፈንጢሱ፡ ዓለም ኣይክኣልን ዝበለቶ ቃልሲ ኤርትራውያን ንናጽነት ክውን ዝገበረ ተኣምራታዊ ታሪኽ፡ ምንጩ ብርቱዕ ባህጊ ናጽነት፡ ሓያል ፍቕሪ ህዝቢን ሃገርን፡ ዘይንቕነቕ...

መልእኽቲ ሓድሽ ዓመት 2022

ዓመተ 2021፡ ኣብ ርእሲ ዓለማዊ ብድሆ ለበዳ ኮቪድ-19፡ ዞባና ብዕንደራ ጃንዳ ወያነን ኣሸቀልቱን ዝተኸስተ ተደራቢ ብድሆን ግዳማዊ ሕንከራን ክምክት ዝተገደደላ ዓመት’ያ ነይራ። ህዝቢ ኤርትራ፡ ነዚ ብድሆታት’ዚ፡ ከም ቀደሙ – በቲ ፍቱን ናይ መኸተ ያታኡን፡...

ሰብኣዊ መሰላት፡ ንብዓት ሓርገጽ

ጉዳያት ሰብኣዊ መሰላት ከም መጋበርያ ፖለቲካዊ ዛዕባታት ድሕሪ 2ይ ኩናት ዓለም፡ ብኣመሪካ ዝምራሕ ዘይፍትሓዊ ምዕራባዊ ዓለም፡ ንሓይልታት ጸጋም፡ ናጻ ፖለቲካዊ መስመር ዝኽተሉ ስርዓታትን ሃገራዊ ሓርነታዊ ምንቕስቓሳትን ዒላማ ገይሩ ንምንብርካኾም ክሰርሕ እዩ ተራእዩ። በዚ ዕላማ’ዚ ድማ፡ ጉዳይ ሰብኣዊ መሰላት፡ ኣብ ጂኦፖለቲካዊ...

ሓተታ: ዘመተ ምዕብላዂ ሓቂ

ብ10 ታሕሳስ 2021፡ ሓደ ካብ መራሕቲ ጃንዳ ወያነ፡ ኣብ ማዕከን ዜና ናይቲ ክልል መደብ ቋንቋ ትግርኛ ቀሪቡ፡ ኣመሪካውያን፡ ወያነ ካብ ትግራይ ወጺኡ ነቲ ውግእ ናብ ካልኦት ከባቢታት ከልሕሞን ኣዲስ ኣበባ ብምእታው ምስ ካልኦት ፓርቲታት...

Law and Nation Building

Editor’s Note: This article is prepared by the Ministry of Justice on the occasion of the ‘Law week’ organized by the Ministry. Nation building is a complicated task that demands total dedication and commitment. A...

ሚኒስትሪ ፍትሒ ፡ “ሕግን ህንጸት ሃገርን” ብዝብል ቴማ ዝወደቦ ‘ቅነ ሕጊ’፡ ተዛዚሙ

ሚኒስትሪ ፍትሒ፡ “ሕግን ህንጸት ሃገርን” ብዝብል ቴማ ካብ 6 ታሕሳስ ከካይዶ ዝቐነየ ዝተፈላለየ መደባት ዘጠቓልል ‘ቅነ ሕጊ’፡ ሎሚ 11 ታሕሳስ ኣብ ኣዳራሽ ዞባ ማእከል ብዝተኻየደ ስነ-ስርዓት ተዛዚሙ። ኣብ’ዚ ንሰሙን መመላእታ ዝቐጸለ ቅነ፡ “ኤርትራን ኣህጉራዊ ሕግን”፡ “ምእዋጅ መሰረታዊ ሕግታት”፡...