Author: Shalote

ፈጻሚ ጉዳያት ኤምባሲ ሃገረ ኤርትራ ኣብ ስዊዘርላንድ ሓላፊ ህዝባውን ኮማውን ጉዳያት ምስ ኣባላት ኤርትራዊ ማሕበረኮም ጀነቭ ርክብ ኣካይዶም

ፈጻሚ ጉዳያት ኤምባሲ ሃገረ ኤርትራ ኣብ ስዊዘርላንድ ኣቶ ሃብቶም ዘርኣይን ሓላፊ ህዝባውን ኮማውን ጉዳያት`ቲ ኤምባሲ ኣቶ ተወልደ ዮውሃንስን ምስ ኣባላት ኤርትራዊ ማሕበረኮም ስዊዘርላንድ – ከተማ ጀነቭ ብ18 ታሕሳስ፡ 2023 ርክብ ኣካይዶም።  ኣብ`ቲ ኣስታት 100...

ፈጻሚ ጉዳያት ኤምባሲን ሓላፊ ህዝባውን ኮማውን ትማሊ ዕለት 10.12.2023 ምስ ሓለፍቲ ሃማደኤ ርክብ ተኻይዱ

ፈጻሚ ጉዳያት ኤምባሲ ሃገረ ኤርትራ ኣብ ስዊዘርላንድ ኣቶ ሃብቶም ዘርኣይ ምስ ሓለፍቲ ሃማደኤ ጨንፈር ስዊዘርላንድ ርክብ ብምክያድ፣ ንመሪሕ ተረአን ኣብ መኸተን ልምዓትን ሃገር ሞጉሱን ብዝለዓለ ክቕጽልኦ ተላብዩን። ሓላፊ ህዝባውን ኮማውን ጉዳያት ኣቶ ተወልደ የውሃንስን...