መግለጺ ሃኮሰኤ ብምኽንያት ሓደ ግንቦት ዓለማዊ መዓልቲ ሰራሕተኛታት
‘ውዳበ ሰራሕተኛታት፡ ደራኺ ንልምዓት!’ ባሕቲ ግንቦት ዓለማዊ መዓልቲ ሰራሕተኛታት 2026፡ ብደረጃ ዓለም ንመበል 136፡ ብደረጃ ሃገር ድማ ንመበል 35 ዓመት ግዜኡ ይዝከር ኣሎ። ብምኽንያት’ዚ ታሪኻዊ ዕለት’ዚ፡ ሃገራዊ ኮንፈደረሽን ሰራሕተኛታት ኤርትራ ከም ወኪል ናይቶም ኣብ...
‘ውዳበ ሰራሕተኛታት፡ ደራኺ ንልምዓት!’ ባሕቲ ግንቦት ዓለማዊ መዓልቲ ሰራሕተኛታት 2026፡ ብደረጃ ዓለም ንመበል 136፡ ብደረጃ ሃገር ድማ ንመበል 35 ዓመት ግዜኡ ይዝከር ኣሎ። ብምኽንያት’ዚ ታሪኻዊ ዕለት’ዚ፡ ሃገራዊ ኮንፈደረሽን ሰራሕተኛታት ኤርትራ ከም ወኪል ናይቶም ኣብ...
ኣንጻር’ቲ ንልዕሊ ሰለስተ ዕቑድ ዓብሊሉ ዝጸንሐ ሓደ ቀጽራዊ ስርዓት፡ ዝሕይል ዘሎ ተቓውሞ ህዝብታት ዓለም፡ ንውልደት ሓድሽ ብዙሓዊ ዓለማዊ ስርዓት ዝደፍእ ምልክት ምስግጋር ኮይኑ ምህላዉ ብዙሕ ምርምር ዝሓትት ኣይኮነን። ዘመነ እንኮ ቀጽራዊ ስርዓት፡ ንገለ ውሑዳት...
እንጂነር ሚኪኤል በርሀ ፍሉጥ ግሪኻዊ ፍላስፋ ኣሪስቶትል፡ ኣብ ሓደ ኣጋጣሚ፣ “ምዕባለ ናይ ሓደ ሕብረተሰብ፡ ብምህናጽ ጥዕና ዘለዎ ባህሪ መንእሰያት እዩ ዝጅምር፡” ብምባል ተዛሪቡ ነይሩ። እዚ ማለት ድማ ዝኾነ ኣብ ህይወት ዝርከብ ዕቤት፡ ብምምሃርን ብምህናጽን...
ፖለቲካውን ጸጥታውን ቅልውላዋት ዞባና ከጉህር ካብ ዝጸንሐ መሓውራት ሕንከራ ሓደ ምትእትታው ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፡ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃን ደቡባዊ ቀይሕ ባሕርን’ዩ። እዛ ኣብ ውሽመጥ ዓረብ እትርከብ ንእሽቶ ግን ከኣ ሃብታም ሃገር፡ ብሓይሊ ገንዘብ፡ኣብ ሱዳን፡ ኢትዮጵያ፡...
ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ክብርቲ ፕረዚደንት መበል 80 ባይቶ ሕ.ሃ ክቡር ዋና ጸሓፊ ኣንቶንዮ ጉተረሽ ክቡራን መራሕቲ ልኡኻት ክብርቲ ፕረዚደንት. . .ዮሃና ኣብ መበል 79 መጋባእያ ሓፈሻዊ ባይቶ ሕ.ሃ፡ ከም መእተዊ ድሕረ-ባይታ፡ 100 ዓመታት ንድሕሪት ተመሊሰ፡...
መግለጺ መንነትናን ባህሊ ጀጋኑናን፡ ፍቕሪ ሃገር’ዩ። ቅድሚ ውልቃውነት፡ ረብሓ ሃገርን ህዝቢን ዘቐድም፡ ስስዐን ርእሰ ፍትወትን ዘይብሉ ንጹህ ፍቕሪ። ሕብረተሰብ ኤርትራ፡ ባርነት ደርብዩ ሰብኣዊ ክብረቱ ክጓናጸፍ ዝኸኣለ፡ ከምዚ ዓይነት ባህሊ ዘለዎም ኣእላፍ ጀጋኑ ከፍሪ ስለ...
ኤርትራውያን ንኣብ ኢትዮጵያ ዝኽሰት ምዕባለታት ብትኹረትን ጥንቃቐን እንሓስብን ተኣፈፍቲ ብምዃን እንከታተተለሉን ምኽንያት ዕድል ናይዚ ክልተ ህዝብታት ኣጸቢቑ ተቓራራቢ ምዃኑ ካብ ዘለና መረዳእታ ዝነቅል’ዩ። ድሕነትን ዕብየትን ኤርትራ ብቐንዱ ብውሽጣዊ ረቛሒ ዝውሰን’ዃ እንተኾነ፡ ብተግባራትን ምዕባሌታትን ኢትዮጵያ...
ኣብ ፈለማ’ዚ ሰሙን’ዚ፡ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ዑስማን ሳልሕ፡ ኣብ ኣስመራ ንዝርከቡ ዲፕሎማሰኛታትን ወከልቲ ሕቡራት ሃገራትን፡ ኣንጻር ኤርትራ ዝጋዋሕ ዘሎ መጋገዪ ሓበሬታን ናይ ሓሶት ክሲታትን ብዝምልከት መብርሂ ሂቡ። ሰራዊት ኤርትራ ኣብ መሬት ክልል ትግራይ...
ሓያሎ ልሂቃንን ፖለቲከኛታትን ኢትዮጵያ ዓለም እናተቐየረ ገና ካብ መስፍናዊ ኣተሓሳስባ ዝተላቐቑ ኣይመስሉን። ሃገርን ህዝቢን ዝሕምስ ዘሎ ትሕተ-ሃገራዊ ፖለቲካ፡ ምንጩ መስፍናዊ ኣተሓሳስባ ናይዞም ልሂቃንን ፖለቲከኛታት ኢና በሃልቲን ኮይኑ፡ ሕማም ምስፍሕፋሕን ዘይናትካ ምንባሃቚን እውን ምስኡ ዝኸይድ...
እዚ ጽሑፍ’ዚ ካብ’ቲ ኢትዮጵያዊ ፖለቲከኛ ኣንዳርጋቸው ጽጌ፡ መጋቢት 2025 ዘቕረብዎ ነዊሕ ጽሑፍ፡ ተቖንጪሉ ተተርጒሙ ዝቐርብ ዘሎ’ዩ። ከም’ዚ ዝኣመሰለ ኣወንታዊ ድምጺ፡ ምእንቲ ከይተባባዕ ብደሮናን ዒግታን ኲናት ክኽወል እንድዩ ዝድለ፡ የግዳስ ሎሚ ከም ቀደም ኣይኮነን፡ እቲ...