መልእኽቲ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣቶ ዑስማን ሳልሕ፡ ናብ ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት

10 ጥቅምቲ 2026 ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ፡ ትማሊ 9 ጥቅምቲ 2026 ናብ ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ዝሰደዶ መልእኽቲ፡ ነቲ ንሰለስተ ዓመታት ነጋሪት ዝደሰቐሉ ወራር ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ብወግዒ ንምጅማር፡ “ስጒምቲ ይወስድ ከምዘሎ” ኣፍሊጡ።...

ርእሰ ዓንቀጽ – ልኡላዊ ግዝኣት ኤርትራ፡ ብደምን ብሕግን ዝተሓጽረ ቀይሕ መስመር!

ስርዓት ብልጽግና፡ ኣብ’ቲ ንልኡላውነት ኤርትራ ዒላማ ብምግባር ዘካይዶ ዘሎ ሰፊሕ ተጻባኢ ዲፕሎማስያውን ዜናውን ዘመተ፡ ነቲ ታሪኽ ዘይፈልጥ ሓድሽ ወለዶ ንምድንጋር፡ ኤርትራ – ንኢትዮጵያ ኣፍደገ ባሕሪ ንምኽላእ ብዝተፋሕሰ ውዲት “ዝተፈጥረት” ሃገር ኣምሲሉ ክጠቕሳ ይስማዕ’ዩ። ኣብ’ዚ...

መደረ ክቡር ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ወግዓዊ ጽንብል መበል 35 ዓመት ናጽነት

ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ንሓርበኛ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ውሽጢን ዓለምን፣ ምስ ፈተውቱ ተቓለስቲ ህዝቢታት ዓለም – ዮሃና! ዓመት-ዓመት፡ ነዛ ዕዝዝቲ ዕለት ንምምዕራግ ኣብ ዝተፈላለየ ከባቢታት ዓይነታዊ መሰናድኦታት ንዝወደቡን መልእኽቲታት ዮሃና ንዝለኣኹን ፈተውቲን ልዑል ምስጋና! ብቕያ መኸተ...

ወግዓዊ ጽንብል መበል 35 ዓመት ናጽነት፡ ብልዑል ድምቀት ተኻዪዱ።

ወግዓዊ ጽንብል መበል 35 ዓመት ናጽነት፡ “ጽንዓትና ዋሕስና” ብዝብል ቴማ፡ ሎሚ ኣብ ሰዓታት ድሕሪ-ቐትሪ ኣብ ስታድዩም ኣስመራ ብልዑል መዓርግ ተኻዪዱ። ኣብ’ቲ ብናይ ክብሪ ሰልፊ ዝተሰነየ ሰላምታ ንክቡር ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂን ዝኽረ-ሰማእታትን ዝፈለመ ስነ-ስርዓት፡ ኣቦ-መንበር...