Author: Shalote

ሚኒስተር ዑስማን ሳልሕ፡ ንኣባላት ዲፕሎማስያዊ ማሕበረ-ሰብ መብርሂ ሂቡ።

ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣቶ ዑስማን ሳልሕ፡ ሎሚ15 ጥቅምቲ፡ ኣብ ኣስመራንዝርከቡ ኣባላት ዲፕሎማስያዊ ማሕበረ-ሰብ፡ ብዛዕባ’ቲ ኢትዮጵያ ኣንጻር ልኡላውነትን ግዝኣታዊ ሓድነትን ኤርትራዒላማ ብምግባር ተካይዶ ዘላ ግህሰትን ጥሕሰትን፡ ከምኡ’ውን ጽልዋኡ ኣብ ሰላምን ርግኣትን ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ መብርሂ...

ኲናት ማሕበራዊ ሚድያ

‘ታህዲድ ፍርቂ ሓይሊ’ዩ’ ክበሃል ንሰምዕ ኢና – ካብ ቀደም። ጉጅለ ብልጽግና ግን “ታህዲድ ምሉእ ሓይሊ’ዩ” ዝዓይነቱ ናቱ ሓድሽ ፍልስፍና ዘምጽአ ይመስል። ኣብ ነፍሕታት ፕሮፖጋንዳ ማሕበራዊ ሚድያ፡ ምሒር ትጽቢት ግዲ ኣሕዲሩ፡ ነቲ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ...

መልእኽቲ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣቶ ዑስማን ሳልሕ፡ ናብ ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት

10 ጥቅምቲ 2026 ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ፡ ትማሊ 9 ጥቅምቲ 2026 ናብ ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ዝሰደዶ መልእኽቲ፡ ነቲ ንሰለስተ ዓመታት ነጋሪት ዝደሰቐሉ ወራር ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ብወግዒ ንምጅማር፡ “ስጒምቲ ይወስድ ከምዘሎ” ኣፍሊጡ።...