Author: Shalote

Potemkin Party Officials (speech at 12th Tana Forum by Director of NSA) are invoking “increasing Red Sea militarization… and its consequences on maritime security” to argue for a “seat on the table for its stabilization”.

The unhealthy obsession/irony is too palpable to merit elaboration. This regime has been embroiled in, and has become the principal incubator, of the multiple and perennial internal conflicts that have gripped Ethiopia (Tigray, Amhara,...

ሓሳውን ቈርበትን እናሓደረ ይፈኵስ!ጌታቸው ረዳ ብዛዕባ ኣብይ ኣሕመድ ካብ ዝተዛረቦ

ሰብ ምሉእ ሰብ ዝገብሮ፡ ኣብ እምነቱ፡ መርገጺኡን ክብረቱን ጸኒዑ ክነብር ከሎ’ዩ። መርገጺኦምን እምነቶምን ምስ ዝነፈሰ ንፋስን ምስ ዝተፈጥረ ኩነታትን – ከም ወቕትን ዓውደ-ኣዋርሕን ዝለዋወጥ ሰባት፡ ኣዝዮም ሓደገኛታት’ዮም። ብምቾት፡ ህቡብነት፡ ግላዊ ረብሓን ካልእን ብቐሊሉ ስለዝሰድዑ፡...

“ዘይቀደሙ’ውን መጻጽ’ያ ነይራ” በለት ወኻርያ!

ኣብ ሕብረተሰብና፡ ወኻርያ ዝከኣላ ኩሉ ፈቲና ምርካብ ንዝሰኣነታ ፍረ፡ “ዘይቀደሙ’ውን መጻጽ’ያ ነይራ” በለት! ዝብል ብሂል ወይ ምስላ’ሎ። እዚ ረዚን ትርጉም ዘለዎ ኣበሃህላ፡ ኣላሽ ዝበለን ተስፋ ዝቘረጸን ንዝዛረቦ ዝውክል’ዩ። ቀዳማይ ሚኒስተር ሰልፊ ብልጽግና ኣብ’ቲ ብ19...

Billions in Aid, Millions in Need: Ethiopia’s PM

Reading from a teleprompter on Ethiopia’s TV yesterday, the Potemkin Party’s Prime Minister disparages Eritrea’s economic development, and particularly its manufacturing sector, as “stagnant and in decline” since its independence in 1991. The speech/interview...

ንተንኰል ስርዓት ብልጽግና ዘቃልዐ ተወሳኺ ስጒምቲ!

ንተንኰል ስርዓት ብልጽግና ዘቃልዐ ተወሳኺ ስጒምቲ!ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ፡ መንግስቲ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዝወሰዶ ስጉምቲ ምስጓግ ዲፕሎማሰኛታት ኤርትራ ኣብ ሕብረት ኣፍሪቃን ቀዋሚ ወኪል ኣብ ሕብረት ኣፍሪቃን ቁጠባዊ ኮሚሽን ሕቡራት ሃገራት ንኣፍሪቃን ዝምልከት ሕጋዊ ናይ ተቓውሞ...