His Holiness Abune Diyoskoros passes away

Asmara, 21 December 2015 – The 4th Patriarch of the Eritrean Orthhodox Tewahdo Church, His holiness Abune Dioskoros, passed away today following a long illness. The Patriarch had been receiving treatment both at home...

ኤርትራ ንሓቀኛ ወካልን ኣድማዕን ውድብ ሕቡራት ሃገራት እተካይዶ ጻዕሪ ቀጻሊ’ዩ” ሚኒስተር ዑስማን

ግዳይ ዘይፍትሓዊ ኣካይዳ ውድብ ሕቡራት ሃገራትን ንዕኡ ዝዕብልሉ ሓይልታትን ኮይና ዝነበረትን ዘላን ኤርትራ፡ ንህላወ ብቑዕ፡ ፍትሓዊ፡ ኣሳታፊ፡ ሓቀኛ ወካልን ኣድማዕን ውድብ ሕቡራት ሃገራት እተካይዶ ጻዕሪ ቀጻሊ ምዃኑ፡ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣቶ ዑስማን ሳልሕ ገሊጹ።...

Opportunities from the Smokeless Industry

 by shabait International Tourism Day will be celebrated on the 27th of September under the theme “Millions of Tourists: Millions of Opportunities.”  The theme indicates that as more tourists visit a given country, a...

ዓይነታዊ ንባብ፡ ዓይነታዊ ረብሓ

 ብ ኪዳነ እንድርያስ ምንባብ ሓደ ካብ ኣዝዮም መሰረታውያን ነገራት ንጣዕምን ምቾትን ካብ ዘድልዩን ዘብለጭልጩን ነገራት ኣይኮነን ንጽቡቕን ሕጉስን ሂወት ኢዩ። እቲ ካብ ምንባብ ብቐጥታ እንረኽቦ ሓጎስን ፍስሃን ኣይኮነን እቲ ቀንዲ ኣገዳሲ፡ ዋናን ኣውራን ቁምነገሩ፡...

Green clubs: Catalysts for ecological improvement

by shabait Statistical data show that over the past century 30% of Eritrea was forested. That percentage has now been reduced to only 1%. The alarming forest reduction and deforestation has been reportedly caused...

ርግኣት፡ ፍረ ፖለቲካዊ ብቕዓት

ኣብዚ ዘለናዮ ታሪኻዊ መድረኽ፣ ዓለምና ብሓፈሻ፣ ጎዶቦና ቀርኒ ኣፍሪቃን ማእከላይ ምብራቕን ድማ ብፍላይ፣ ብኣዝዩ ተዋሃሲ ፖለቲካዊን ጸጥታዊን ኩነታት ይሓልፍ ከምዘሎ ብቐረባን ዕለታዊን እንዕዘቦ ዘለና ጉዳይ እዩ። ኣቐድም ኣቢሉ ኣብ ሶማል ዝተኸስተ ናይ ስልጣን ባዶሽ፣...

መንእሰይ ንፖለቲካ ከመይ ይምልከቶ

ኣብዚ ዘለናዮ ግዜ፡ ብፖለቲካ ዝግደሱ፡ ብዛዕባ ፖለቲካ ልክዕ መረዳእታ ዘለዎም መንእሰያት እናውሓዱ እዮም ዝኸዱ ዘለዉ። ብደረጃ ዓለም ዝበዝሑ መንእሰያት፡ ኣብ ፖለቲካ ክግደሱ ኣይደልዩን እዮም፡ ወይ ድማ እንተውሓደ ኣብ ፖለቲካ ተገዳስነት ዘለዎም መሲሎም ክርኣዩ ኣይፈትዉን...