ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ዞባዊን ዘቤታዊን ምዕባለታት ዝቐንዐ ቃለ መጠይቕ ኣካይዱ
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ትማሊ ቀዳም 8 ጥሪ 2022፡ ብሬድዮን ቴለቪዥንን ኤርትራ ብቐጥታ ኣብ ዝተመሓላለፈ ቃለ-መጠይቕ፡ ኣብ ዝተፈላለየ ዞባዊን ሃገራዊን ዛዕባታት ሰፊሕ መብርሂ ሂቡ። ቃለ-መሕትት ፕረዚደንት ኢሳይያስ፡ ኣብ ዞባዊ ምዕባለታት ብሓፈሻ፡ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ኩነታት...