ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ህልዊ ዞባዊ ምዕባለታትን ዘቤታዊ ኩነታትን ዝቐንዐ ሰፊሕ ቃለ-መሕትት ኣካዪዱ

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ትማሊ ረቡዕ 17 ለካቲት፡ ብሬድዮን ቴለቪዥንን ብቐጥታ ኣብ ዝተመሓላለፈ ቃለ-መሕትት፡ ኣብ ዝተፈላለየ ዞባዊን ሃገራዊን ዛዕባታት ሰፊሕ መብርሂ ሂቡ። ቃለ-መሕትት ፕረዚደንት ኢሳይያስ፡ ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ትግራይ ዘሎ ኩነታት፡ ዶባዊ ምስሕሓብ ኢትዮጵያን ሱዳንን፡...