ፕረዚደንት ኢሳይያስ ንፍሉይ ልኡኽ ቻይና ኣብ ጉዳያት ቀርኒ ኣፍሪቃ ተቐቢሉ ኣዘራሪቡ

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ቻይና ኣብ’ቲ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ዞባዊ ውህደት ንምህናጽ ዝገብርኦ ዘለዋ ጻዕሪ፡ ሃናጺ ኣበርክቶ ክትገብር ከምእትኽእል ገሊጹ። ፕረዚደንት ኢሳይያስ ነዚ እምንቶ ኤርትራ ዘነጸረ፡ ሎሚ ንግሆ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ቻይና ኣብ ጉዳያት ቀርኒ...