ፕረዚደንት ኢሳይያስ፡ ንሃገራዊት ጋንታ ብሽክለታ ሰናይ ምንዮቱ ገሊጹላ

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ካብ 17 ክሳብ 24 መስከረም 2017 ኖርወይ ኣብ እተአንግዶ መበል 90 ኣህጉራዊ ውድድር ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ንእትሳተፍ – ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ፡ ትማሊ 9 መስከረም ተቐቢሉ ሰናይ ምንዮቱ ገሊጹላ። ኣብ ሰዓታት ቅድሚ...