ክብርታት ዓወትን ብቕዓትን

ካብ ሰሚናር ክቡር ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፍወርቂ “ሓደ ወለዶ ናብ ተካኢ ወለዶ ከሰጋግሮ ዝኽእል ዝኸበረ ውርሻ እንተሎ ንብረት፡ገዛ ወይ ካልእ ንዋት ዘይኮነ፡ ብቐንዱ ክብርታት እዩ። ኣብ ሰውራ ዝተመሃርናዮም ክብርታት ሓድነት፡ ውህደት፡ ምክብባርን ምትሕግጋዝን እዮም። ህዝባዊ...