መምርሒ ላዕለዋይ ሓይሊ ዕማም ምክልኻል ለበዳ ኮሮና ቫይረስ

ለበዳ ኮሮና ቫይረስ፡ ብደረጃ ዓለም ኮነ ኣህጉርናን ከባቢናን፡ ናብ ኣዝዩ ሓደገኛ መጠን ይዓርግ ከምዘሎ፡ ኩሉ ሰብ ዕለታዊ ዝከታተሎ ዘሎ ፍጻሜ እዩ። ኣብ ሃገርና እውን ብተመሳሳሊ፡ እቲ ለብዳ ንብዙሕ ኣዋርሕ፡ ኣብ ዝተሓተ መጠን ጸኒሑ፡ ኣብዚ...