ሃገራዊት ጋንታ ኣትለቲክስ ኤርትራ

ሃገራዊት ጋንታ ኣትለቲክስ ኤርትራ ኣብ’ቲ ካብ 26 መጋቢት ጀሚሩ ኣብ ኡጋንዳ ዝካየድ ሻምፕዮን ጕያ መሮር ዓለም ንምስታፍ፡ ዝመጽእ 23 መጋቢት ናብ ኡጋንዳ ከተምርሕ’ያ፣ ሃገራዊት ጋንታ ኣትለቲክስ ኤርትራ ኣብዚ ዓለምለኻዊ ውድድር፡ ብምሉእ ቍጽርን ብምሉእ ጋንታን...