Tagged: ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ንፍሉይ ልኡኽ ቻይና ኣብ ጉዳያት ኣፍሪቃ Amb. Xue Bing ተቐቢሉ

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ንፍሉይ ልኡኽ ቻይና ኣብ ጉዳያት ቀርኒ ኣፍሪቃ ተቐቢሉ ኣዘራሪቡ

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ቻይና ኣብ’ቲ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ዞባዊ ውህደት ንምህናጽ ዝገብርኦ ዘለዋ ጻዕሪ፡ ሃናጺ ኣበርክቶ ክትገብር ከምእትኽእል ገሊጹ። ፕረዚደንት ኢሳይያስ ነዚ እምንቶ ኤርትራ ዘነጸረ፡ ሎሚ ንግሆ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ቻይና ኣብ ጉዳያት ቀርኒ...