ቃል ቀዳማይ ሚኒስተር ኢጣልያ: ሲኞር ጁዜፐ ኮንተ: ኣብ ኣስመራ ዝተገብረሉ ናይ ምሳሕ እንግዶት ዘስምዖ

ክቡር ፕረሲደንት፡ ኣብ’ዚ ምህላወይ ዓቢ ክብርን ልዑል ባህታን’ዩ ዝፈጥረለይ። ነቲ ዝገበርካለይ ናይ ምሳሕ እንግዶትን፡ እቲ ንዓይን ንብጾተይ ዝተዋህበና ምዉቕ ኣቀባብላን ከመስግን እደሊ። ሎሚ ኣብ’ዛ ብንእሽቶ ሮማ “ፒኮላ ሮማ” እትፍለጥ ከተማ ኣስመራ ምህላወይ፡ ልዑል ፍስሃ...