Category: YPFDJ

ርእሰ ዓንቀጽ – ልኡላዊ ግዝኣት ኤርትራ፡ ብደምን ብሕግን ዝተሓጽረ ቀይሕ መስመር!

ስርዓት ብልጽግና፡ ኣብ’ቲ ንልኡላውነት ኤርትራ ዒላማ ብምግባር ዘካይዶ ዘሎ ሰፊሕ ተጻባኢ ዲፕሎማስያውን ዜናውን ዘመተ፡ ነቲ ታሪኽ ዘይፈልጥ ሓድሽ ወለዶ ንምድንጋር፡ ኤርትራ – ንኢትዮጵያ ኣፍደገ ባሕሪ ንምኽላእ ብዝተፋሕሰ ውዲት “ዝተፈጥረት” ሃገር ኣምሲሉ ክጠቕሳ ይስማዕ’ዩ። ኣብ’ዚ...