ላዕላዩ ዝተዘርገ፡ ታሕታዩ ነይጸሪ!
ስርዓት ብልጽግና፡ ወግሐ-ጸብሐ ብልሳናት ላዕለዎት ፖለቲካውያንን ወተሃደራውያንን ሓለፍቱ፡ “ሕቶና ተጠቃምነት ወደብ ዘይኰነ፡ ምውናን ወደብ’ዩ” እናበለ ልኡላዊ ግዝኣት ኤርትራ ንምውራር ብተደጋጋሚ ኣብ ዘጉባዕብዓሉ ዘሎ እዋን፡ “ኢትዮጵያ ወናኒት ባሕሪ ከምዝነበረት” ዝሕመረቱ ጽውጽዋይ እናደጋገመ ብምግዋሕ፡ ዝምቡዕ ትረኻ...