ፕረዚደንት ኢሳይያስ ንኣባላት ሃገራዊት ጋንታ ሰናይ ምንዮቱ ገሊጹሎም 100 ሽሕ ዶላር ተበርኪቱሎም

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ካብ 5 ክሳብ 21 ነሓሰ ኣብ ከተማ ሪዮ ዲ ጀንየሮ – ብራዚል ኣብ ዝካየድ ኦሎምፒክ 2016፡ ኣብ ውድድራት ጉያን ቅድድም ብሽክለታን ንእትሳተፍ ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ፡ ሰናይ ምንዮቱ ገሊጹ። ፕረዚደንት ኢሳይያስ፡ ትማሊ...