ዕንደራ ወያነ ዘሳሲ ዘሎ ሸፈጠን ጠቐነን ዕንደራ ወያነ ዘሳሲ ዘሎ ሸፈጠን ጠቐነን

ኣብ ክልል ትግራይ ተኸሲቱ ንኣስታት 11 ኣዋርሕ ዝቕጽል ዘሎ ቅልውላው፡ ዝሓለፈ ሕዳር 2020፡ ወያነ፡ ኣብ ልዕሊ ፈደራላዊ ሰራዊት ኢትዮጵያ፡ ሰሜን እዚ፡ ብዝፈጸሞ ናይ ቃጻ መጥቃዕቲ ዝተወልዐ፥ እቲ ጃንዳ እውን ባዕሉ ዝተጃህረሉ፡ ከም ብርሃን ጸሓይ...