Tagged: ኣልማዛዊ ኢዮቤል ምጅማር ሓርነታዊ ብረታዊ ገድሊ

ኣልማዛዊ ኢዮቤል ምጅማር ሓርነታዊ ብረታዊ ገድሊ

መግለጺ ህዝባዊ ግንባር 30 ዓመታት ኣብ ሓርነታዊ ገድሊ፡ 30 ዓመታት ከኣ ኣብ ገድሊ ምዕቃብ ናጽነትን ምህናጽ ሃገርን ሓሊፉ፡ መበል 60 ዓመት ኣልማዛዊ ኢዮቤል ነብዕል ኣሎና።ኣብ’ዚ ኣጋጣሚ’ዚ፡ ህዝቢ ኤርትራ መጀመሪያ ንምርግጋጽ መሰል ርእሰ-ውሳኔን ናጽነትን፡ስዒቡ ድማ...