ብምኽኒያት ምጅማር ክቡር ወርሒ ረመዳን 1442 ሂ. (2021) : መግለጺ ቤ/ጽ ኢፍታእን እስላማዊ ጉዳያትን ኤርትራ
መግለጺ ቤ/ጽ ኢፍታእን እስላማዊ ጉዳያትን ኤርትራ ብምኽኒያት ምጅማር ክቡር ወርሒ ረመዳን 1442 ሂ. (2021) ክቡራንን ክቡራትን፡ ሓጺር መግለጺ ብዛዕባ ምጅማር ክቡር ወርሒ ረመዳን ነቕርበልኩም ፦ 1ይ ሕማም ለበዳ ኮረና ንምክልኻል ዝምልከቶ ኣካል ዘውጽኦ መምርሒ ገና ቀጻሊ ...