Tagged: ቃል ሃገራዊ ማሕበር ደቀንስትዮ ኤርትራ ብኣጋጣሚ 8 መጋቢት 2021

ቃል ሃገራዊ ማሕበር ደቀንስትዮ ኤርትራ ብኣጋጣሚ 8 መጋቢት 2021

ናይ ሎሚ ዓመት 8 መጋቢት፡ ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቀንስትዮ፡ ኣብ ትሕቲ ፍልይ ዝበለ ዓለማዊ ሃዋህው ትዝከር ኣላ። ኣብ መወዳእታ 2019፡ ኣብ ውሱን ከባቢ ሃገረ ቻይና ዝተኸስተ ለበዳ ቫይረስ ኮቪድ-19፡ ኣብ ዓመተ 2020 ብፍጥነት ናብ ኩሉ...