Tagged: መደረ ክቡር ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፍወርቂ ብኣጋጣሚ መበል 30 ዓመት ጽምብል ናጽነት

መደረ ክቡር ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፍወርቂ ብኣጋጣሚ መበል 30 ዓመት ጽምብል ናጽነት

ክቡር ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ውሽጥን ወጽኢን! ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ተሳተፍቲ! እንቋዕ ንመበል 30 ዕለተ-ናጽነት ኣብጽሓና! ዮሃና! ንወደብቲ’ዚ ጽምብል ከኣ፤ ልዑል ምስጋና! ርዝነትን መኣዛን፡ እዛ ዕዝዝቲ ዕለት፤ ዓመት-ዓመት እናዛየደ ምኻዱ፤ ኪኖ ባህታን ሓበንን፤ ብዙሓት ሓቂታት ዝቕስቅስን...