ሌላ ምስ ቱሪዝማዊ ጸጋታት ዞባ ደቡብ

ሃገርና ኤርትራ ብባህላውን ባህርያውን ውርሻታት፡ ኣብ ዞባናን ኣህጉርናን ምስተን ብቐዳምነት ዝጽውዓ ሃገራት እያ። ናይ ሎሚ ዓምዲ ‘ኩርናዕ ቱሪዝም’ እምበኣር፡ ኣብ ዞባ ደቡብ ናይ ዝርከቡ ጸጋታት ቱሪዝም ዘላሊ ጽሑፍ ከአንግድ እዩ። ባህላዊ ጸጋታት  ዞባ ደቡብ...