ኣማኻሪ ፕረዚደንት ሓላፊ ፖለቲካዊ ጉዳያት ህግደፍ ኣቶ የማነ ገብረኣብ ፡ ንኤርትራውያን ነበርቲ ስዊዘርላንድ ”ክተት ኣብ መድረኻዊ ግድነት” ብዝብል ኣርእስቲ፡ሰሚናር ኣካዪዱ

ኣማኻሪ ፕረዚደንት ሓላፊ ፖለቲካዊ ጉዳያት ህግደፍ ኣቶ የማነ ገብረኣብ  “ህልው ፖለቲካዊ ኩነታትን ክተት ኣብ መድረኻዊ ግድነት” ብዝብል ኣርእስቲ፡ሰሚናር ኣካዪዱ፡፡ ብ17 ጥቅምቲ ኣብ ከተማ ጀነቫ ዝተኻየደ ሰሚናር፡ ኣቶ የማነ፡ ሃገራዊ- ፖለቲካዊ፡ ልምዓታዊ፡ ቁጠባዊ፡ ድሕነታዊ፡ ዜናዊ፡...

ህዝባዊ ሰሚናር ስዊዘርላንድ-ጀነቫ

  ካብ ኤርትራ ዝመጹ ላዕለዎት ሓለፍቲ ግንባርን መንግሰትን ንህሉው ኩነታት ሃገርናን ዞባናን ኣመልኪቶም ንህዝቢ ሰሚናር ክህቡ ስለ ዝኾኑ ኩሉ ኤርትራዊ ዜጋ ንኽሳተፍ ብኽብሪ ንዕድም። መተሓሳሰቢ: ሕግታት ኮሮና ዘማለአ ማለት ዝተኸተበ : PCR Test ዝሓዘን...