ሓጺር ታሪኽ ህይወት ገዲም ተጋዳላይ ጸሓፊ ህዝባዊ ግንባር ንደሞክራሲን ፍትሒን ኣቶ ኣልኣሚን መሓመድስዒድ ኣልኣሚን

ዝኸበርኩምን ዝኸበርክንን! ሎሚ ንህዝብን መንግስትን ኤርትራን ንህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራን መዓልቲ ረዚን ሓዘን ኢዩ። ማዕረ-ማዕሪኡ ድማ መዓልቲ ልዑል ሓበን። ንጕሂ፣ ሃገርና ካብ ዘፍረየቶም ጽኑዓት ተቓለስቲን መራሕቲን ዝኾነ ብጻይ ኣልኣሚን መሓመድ ስዒድ፣ ጸሓፊ ህዝባዊ ግንባር...

መግለጺ ሚኒስትሪ ዜና

ምምሕዳር ስርዓት ኣሜሪካ፡ ከም መቐጸልታ ዝምቡዕ ተጻባኢ ፖሊሲታቱ፡ ሓድሽ ዝመስል ዓላቚ “እገዳ” ኣዊጁ’ሎ። ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ብሓፈሻ፡ ኣብ ኢትዮጵያ ኸኣ ብፍሉይ፡ ዘላቒ (sustainable) ርግኣት ዝፈጥር መሰረታዊ ፍታሕ ንኸይወሓስ፡ ቀጻሊ/ዝተናውሐ ናይ ህውከት (chaos) ሕሱም-ሸንኰለል ንምምሕዳር፡...