ሃገራዊ ወርፊ ክታበት ንፍዮን ሩቤላን፡ ኣብ መላእ ሃገር ተጀሚሩ – Eritrea Ministry Of Information

[ad_1] ሃገራዊ ወፍሪ ክታበት ንፍዮን ሩቤላን ከምኡ’ውን ምዕዳል ቫይታሚን ‘ኤ’፡ ሎሚ 24 ሚያዝያ ኣብ መላእ ሃገር ተጀሚሩ። እቲ ወፍሪ፡ ኣብ ዞባ ማእከል ኣብ ኮማዊ ሆውፒታል ጎዳይፍ ብዝተኻየደ ስነ-ስርዓት’ዩ ብወግዒ ተበጊሱ። ኣብ’ዚ ካብ 24 ክሳብ...