Category: Eritrea Cycling

ኤርትራ፡ ጎብለል መበል 14 ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ኣፍሪቃ ኰይና

ኤርትራ፡ ሎሚ 4 ወርቂ ሜዳልያታት ብምሽላማ’ዩ ጎብለል ናይቲ ካብ 14-19 መጋቢት ኣብ ባህርዳር ክካየድ ዝቐነየ መበል 14 ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ኣፍሪቃ ኰይና። ኤርትራ ነዚ ዓቢ ዓወት ዝበቕዐት። ሎሚ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር፡ ካብ መንእሰያት ደቂኣንስትዮ...

4ይ መድረኽ ውድድር ሻምፕዮን ኣፍሪቃ 2019፡ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ – ሓንቲ ወርቂ እትርከቦ 4 ሜዳልያታት ዓቲራ

ሎሚ 18 መጋቢት ኣብ ዝቐጸለ 4ይ መድረኽ ውድድር ሻምፕዮን ኣፍሪቃ 2019፡ ኣብ ናይ ጽርግያ ናይ መንእሰያት ቅድድም፡ ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ – ሓንቲ ወርቂ እትርከቦ 4 ሜዳልያታት ዓቲራ። ካብ መንእሰያት ደቂኣንስትዮ፡ ዳናይት ጸጋይ 1ይቲ፡ ዮርዳኖስ...