Author: Shalote

ሓተታ ፥ ሓድሽ ወተሃደራዊ ዕንደራ ወያነ – ስለምንታይ? ንምንታይ ዕላማ’ኸ?

ሓድሽ ወተሃደራዊ ዕንደራ ወያነ – ስለምንታይ? ንምንታይ ዕላማ’ኸ?

ጃንዳ ወያነ ናይ ‘መጨረሽታ’ዩ’ ንዝብልዎ ሓድሽ ወተሃደራዊ ዕንደራ ይዳለዉ ከምዘለዉ ምስጢር ኣይኮነን። ወግሐ-ጸብሐ ተጠሊዖም፡ ‘ካብ’ዚ ንላዕሊ ክንጻወር ኣይንኽእልን ኢና፣ ንጸላእትና ኣብ ዝሓጸረ እዋን ደምሲስና ብዓወት መሰስ ኢልና ክንወጽእ ኢና’ እናበሉ ክጀሃሩ ኩሉ ይሰምዖም ኣሎ።...

Sawa: Vocational schools students graduate

Students from vocational schools across the country that joined the 34th round of the national service in Sawa and who were provided six months military and political training graduated today, 13 March. The graduation ceremony...

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ንፍሉይ ልኡኽ ቻይና ኣብ ጉዳያት ቀርኒ ኣፍሪቃ ተቐቢሉ ኣዘራሪቡ

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ቻይና ኣብ’ቲ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ዞባዊ ውህደት ንምህናጽ ዝገብርኦ ዘለዋ ጻዕሪ፡ ሃናጺ ኣበርክቶ ክትገብር ከምእትኽእል ገሊጹ። ፕረዚደንት ኢሳይያስ ነዚ እምንቶ ኤርትራ ዘነጸረ፡ ሎሚ ንግሆ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ቻይና ኣብ ጉዳያት ቀርኒ...

Taking Control of our Multi-dimensional narrative

Since its formation, the EPLF – which was reorganized as the PFDJ in post-independence Eritrea – has been consistent in its undertaking of three interconnected objectives: an independent political stance, self-reliance in terms of...