Author: Shalote

ሓተታ፡ ህልው ኩነታትን ኣንፈት ብሩህ መጻእን – Eritrea Ministry Of Information

[ad_1] ህልው ኩነታትና፡ ካብ ሕሉፍ ኩነታትና ዝተነጸለ ኣይኰነን። እቲ ሕሉፍ ንብሎ፡ ነዚ ህልው ዝወለደ፡ ኣብ’ዚ ህልው ዘሎ’ምበር፡ ኣሰር ከይገደፈ ዝሓለፈ ኣይኰነን። መጻኢና፡ መጻኢ ኩነታትና ድማ፡ ውልዶ ሕሉፍናን ህልውናን’ዩ። ብሓጺሩ፡ ህልው ኩነታትና ውጽኢት ናይ’ቲ ትማሊ...

ምኽንያት በዓለ ትንሣኤ ጐይታናን ኣምላኽናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ 2016 ዓ.ም. (2024 ፈ.) ብኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ ዝተዋህበ ቃለ ቡራኬ

[ad_1] በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ! ምኽንያት በዓለ ትንሣኤ ጐይታናን ኣምላኽናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ 2016 ዓ.ም. (2024 ፈ.) ብኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ ዝተዋህበ ቃለ ቡራኬ። ክርስቶስ ተንሥአ እሙታን፡ በዓቢይ ኃይል ወሥልጣን፡...