ህዝባዊ ሰሚናር ኣቶ ኣደም ዑስማን ፈጻሚ ጉዳያት ኤምባሲ ሃገረ ኤርትራ ኣብ ስዊዘርላንድ
ፈጻሚ ጉዳያት ኤምባሲ ሃገረ ኤርትራ ኣብ ስዊዘርላንድ ቀዋሚ ሚሽን ኤርትራ ኣብ ኣብያተ ጽሕፈታት ውድብ ሕቡራት ሃገራትን ካልኦት ኣብ ጀኔቫ ዝመደበሮም ኣህጉራውያን ውድባት ኣቶ ኣደም ዑስማን ብዛዕባ ዕድላት ወፍሪ ኣብ ኤርትራ ዝምልከት ህዝባዊ ሰሚናር ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ስዊዝርላንድ ከካይድ ኢዮ። ከም ኣካል ናይዚ ቀዳማይ ፥ኣኼባ ቀዳም ዕለት 05 / 10 / 2019 ኣብ ከተማ ጀኔቫ ሳዓታት ድሕሪ ቀትሪ ክካየድ ስላዝኾነ ኩሉኹም ተቐማጦ ጀኔቫን ከባቢኣን ኣባኡ ክትርከቡ ኤምባሲ ሃገር ኤርትራ ኣብ ስውዘርላንድ ብክብሪ ይዕድም ።
ኣድራሻ
Maison Internationale des Associations
Rue des Savoises 15
1205 Geneve