ኤምባሲ ሃገር ኤርትራ :ንኤርትራውያን ተቐማጦ ስዊዘርላንድ ሰፊሕ ሰሚናር ዕለት 25 ሕዳር 2018
ኤምባሲ ሃገር ኤርትራ ኣብ ስዊዘርላንድ ንህሉው ኩነታትን ምልዓል ዘይፍትሓዊ እገዳ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ኣመልኪቱ ዕለት 25 ሕዳር 2018 ኣብ ከባቢ በርን ካብ ስዓት 13: 30 ክሳብ 21: 00 ንኤርትራውያን ተቐማጦ ስዊዘርላንድ ሰፊሕ ሰሚናር ከካይድ ስለዝኾነ ኩሉ ሃገራዊ ኣብኡ ክርከብ ብክብሪ ይዕደም፥፥
ቦታ ፥ ክሕበር ኢዩ