መልእኽቲ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣቶ ዑስማን ሳልሕ፡ ናብ ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት
10 ጥቅምቲ 2026 ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ፡ ትማሊ 9 ጥቅምቲ 2026 ናብ ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ዝሰደዶ መልእኽቲ፡ ነቲ ንሰለስተ ዓመታት ነጋሪት ዝደሰቐሉ ወራር ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ብወግዒ ንምጅማር፡ “ስጒምቲ ይወስድ ከምዘሎ” ኣፍሊጡ።...
10 ጥቅምቲ 2026 ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ፡ ትማሊ 9 ጥቅምቲ 2026 ናብ ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ዝሰደዶ መልእኽቲ፡ ነቲ ንሰለስተ ዓመታት ነጋሪት ዝደሰቐሉ ወራር ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ብወግዒ ንምጅማር፡ “ስጒምቲ ይወስድ ከምዘሎ” ኣፍሊጡ።...
ስርዓት ብልጽግና፡ ኣብ’ቲ ንልኡላውነት ኤርትራ ዒላማ ብምግባር ዘካይዶ ዘሎ ሰፊሕ ተጻባኢ ዲፕሎማስያውን ዜናውን ዘመተ፡ ነቲ ታሪኽ ዘይፈልጥ ሓድሽ ወለዶ ንምድንጋር፡ ኤርትራ – ንኢትዮጵያ ኣፍደገ ባሕሪ ንምኽላእ ብዝተፋሕሰ ውዲት “ዝተፈጥረት” ሃገር ኣምሲሉ ክጠቕሳ ይስማዕ’ዩ። ኣብ’ዚ...
ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ንሓርበኛ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ውሽጢን ዓለምን፣ ምስ ፈተውቱ ተቓለስቲ ህዝቢታት ዓለም – ዮሃና! ዓመት-ዓመት፡ ነዛ ዕዝዝቲ ዕለት ንምምዕራግ ኣብ ዝተፈላለየ ከባቢታት ዓይነታዊ መሰናድኦታት ንዝወደቡን መልእኽቲታት ዮሃና ንዝለኣኹን ፈተውቲን ልዑል ምስጋና! ብቕያ መኸተ...
ወግዓዊ ጽንብል መበል 35 ዓመት ናጽነት፡ “ጽንዓትና ዋሕስና” ብዝብል ቴማ፡ ሎሚ ኣብ ሰዓታት ድሕሪ-ቐትሪ ኣብ ስታድዩም ኣስመራ ብልዑል መዓርግ ተኻዪዱ። ኣብ’ቲ ብናይ ክብሪ ሰልፊ ዝተሰነየ ሰላምታ ንክቡር ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂን ዝኽረ-ሰማእታትን ዝፈለመ ስነ-ስርዓት፡ ኣቦ-መንበር...
ህዝባዊ ሰራዊት ሓርነት ኤርትራ፡ ቃልሲ 30 ዓመ መኸተምታ ዝገበረሉ፡ ዛዛሚ ወተሃደራዊ ግጥም፡ ሰንበት 19 ግንቦት 1991 እዩ ጀሚሩ። እቲ ብግንባር ደቀምሓረ ዝጀመረ፡ ዛዛሚ መጥቃዕቲ፡ በተን ኣብቲ ግንባር ዝነበራ 4 ክፍላተ-ሰራዊት ማለት 16፡ 52፡ 70፡...
‘ውዳበ ሰራሕተኛታት፡ ደራኺ ንልምዓት!’ ባሕቲ ግንቦት ዓለማዊ መዓልቲ ሰራሕተኛታት 2026፡ ብደረጃ ዓለም ንመበል 136፡ ብደረጃ ሃገር ድማ ንመበል 35 ዓመት ግዜኡ ይዝከር ኣሎ። ብምኽንያት’ዚ ታሪኻዊ ዕለት’ዚ፡ ሃገራዊ ኮንፈደረሽን ሰራሕተኛታት ኤርትራ ከም ወኪል ናይቶም ኣብ...
ኣንጻር’ቲ ንልዕሊ ሰለስተ ዕቑድ ዓብሊሉ ዝጸንሐ ሓደ ቀጽራዊ ስርዓት፡ ዝሕይል ዘሎ ተቓውሞ ህዝብታት ዓለም፡ ንውልደት ሓድሽ ብዙሓዊ ዓለማዊ ስርዓት ዝደፍእ ምልክት ምስግጋር ኮይኑ ምህላዉ ብዙሕ ምርምር ዝሓትት ኣይኮነን። ዘመነ እንኮ ቀጽራዊ ስርዓት፡ ንገለ ውሑዳት...
እንጂነር ሚኪኤል በርሀ ፍሉጥ ግሪኻዊ ፍላስፋ ኣሪስቶትል፡ ኣብ ሓደ ኣጋጣሚ፣ “ምዕባለ ናይ ሓደ ሕብረተሰብ፡ ብምህናጽ ጥዕና ዘለዎ ባህሪ መንእሰያት እዩ ዝጅምር፡” ብምባል ተዛሪቡ ነይሩ። እዚ ማለት ድማ ዝኾነ ኣብ ህይወት ዝርከብ ዕቤት፡ ብምምሃርን ብምህናጽን...
ፖለቲካውን ጸጥታውን ቅልውላዋት ዞባና ከጉህር ካብ ዝጸንሐ መሓውራት ሕንከራ ሓደ ምትእትታው ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፡ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃን ደቡባዊ ቀይሕ ባሕርን’ዩ። እዛ ኣብ ውሽመጥ ዓረብ እትርከብ ንእሽቶ ግን ከኣ ሃብታም ሃገር፡ ብሓይሊ ገንዘብ፡ኣብ ሱዳን፡ ኢትዮጵያ፡...
ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ክብርቲ ፕረዚደንት መበል 80 ባይቶ ሕ.ሃ ክቡር ዋና ጸሓፊ ኣንቶንዮ ጉተረሽ ክቡራን መራሕቲ ልኡኻት ክብርቲ ፕረዚደንት. . .ዮሃና ኣብ መበል 79 መጋባእያ ሓፈሻዊ ባይቶ ሕ.ሃ፡ ከም መእተዊ ድሕረ-ባይታ፡ 100 ዓመታት ንድሕሪት ተመሊሰ፡...