ምዅላዕ ክብርታት ኣብ ምህናጽ ሃገራዊ መንነት
መግለጺ መንነትናን ባህሊ ጀጋኑናን፡ ፍቕሪ ሃገር’ዩ። ቅድሚ ውልቃውነት፡ ረብሓ ሃገርን ህዝቢን ዘቐድም፡ ስስዐን ርእሰ ፍትወትን ዘይብሉ ንጹህ ፍቕሪ። ሕብረተሰብ ኤርትራ፡ ባርነት ደርብዩ ሰብኣዊ ክብረቱ ክጓናጸፍ ዝኸኣለ፡ ከምዚ ዓይነት ባህሊ ዘለዎም ኣእላፍ ጀጋኑ ከፍሪ ስለ...
መግለጺ መንነትናን ባህሊ ጀጋኑናን፡ ፍቕሪ ሃገር’ዩ። ቅድሚ ውልቃውነት፡ ረብሓ ሃገርን ህዝቢን ዘቐድም፡ ስስዐን ርእሰ ፍትወትን ዘይብሉ ንጹህ ፍቕሪ። ሕብረተሰብ ኤርትራ፡ ባርነት ደርብዩ ሰብኣዊ ክብረቱ ክጓናጸፍ ዝኸኣለ፡ ከምዚ ዓይነት ባህሊ ዘለዎም ኣእላፍ ጀጋኑ ከፍሪ ስለ...
ኤርትራውያን ንኣብ ኢትዮጵያ ዝኽሰት ምዕባለታት ብትኹረትን ጥንቃቐን እንሓስብን ተኣፈፍቲ ብምዃን እንከታተተለሉን ምኽንያት ዕድል ናይዚ ክልተ ህዝብታት ኣጸቢቑ ተቓራራቢ ምዃኑ ካብ ዘለና መረዳእታ ዝነቅል’ዩ። ድሕነትን ዕብየትን ኤርትራ ብቐንዱ ብውሽጣዊ ረቛሒ ዝውሰን’ዃ እንተኾነ፡ ብተግባራትን ምዕባሌታትን ኢትዮጵያ...
ኣብ ፈለማ’ዚ ሰሙን’ዚ፡ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ዑስማን ሳልሕ፡ ኣብ ኣስመራ ንዝርከቡ ዲፕሎማሰኛታትን ወከልቲ ሕቡራት ሃገራትን፡ ኣንጻር ኤርትራ ዝጋዋሕ ዘሎ መጋገዪ ሓበሬታን ናይ ሓሶት ክሲታትን ብዝምልከት መብርሂ ሂቡ። ሰራዊት ኤርትራ ኣብ መሬት ክልል ትግራይ...
ሓያሎ ልሂቃንን ፖለቲከኛታትን ኢትዮጵያ ዓለም እናተቐየረ ገና ካብ መስፍናዊ ኣተሓሳስባ ዝተላቐቑ ኣይመስሉን። ሃገርን ህዝቢን ዝሕምስ ዘሎ ትሕተ-ሃገራዊ ፖለቲካ፡ ምንጩ መስፍናዊ ኣተሓሳስባ ናይዞም ልሂቃንን ፖለቲከኛታት ኢና በሃልቲን ኮይኑ፡ ሕማም ምስፍሕፋሕን ዘይናትካ ምንባሃቚን እውን ምስኡ ዝኸይድ...
እዚ ጽሑፍ’ዚ ካብ’ቲ ኢትዮጵያዊ ፖለቲከኛ ኣንዳርጋቸው ጽጌ፡ መጋቢት 2025 ዘቕረብዎ ነዊሕ ጽሑፍ፡ ተቖንጪሉ ተተርጒሙ ዝቐርብ ዘሎ’ዩ። ከም’ዚ ዝኣመሰለ ኣወንታዊ ድምጺ፡ ምእንቲ ከይተባባዕ ብደሮናን ዒግታን ኲናት ክኽወል እንድዩ ዝድለ፡ የግዳስ ሎሚ ከም ቀደም ኣይኮነን፡ እቲ...
ኣብዚ ቅንያት’ዚ፡ “ኲናት ዘይተርፍ’ዩ. . . ጸቕጢ እንተዘይተገይሩ ካርታ ምብራቕ ኣፍሪቃ ክቕይር ዝኽእል ኣዕናዊ ኲናት ኣብ ቀረባ ግዜ ክባራዕ ይኽእል’ዩ. . . ማሕበረሰብ ዓለምን ሓያላን ሃገራትን ንምዕጋቱ ክጓየዩ ኣለዎም” ዝድርሳኑ ምህለላ ኲናት፡ ኣእዛን ደላዪ...
መውጽኢ ኣፍ ኣቢዪን መናፍሑን፣ ‘ኵናት’ ኮይኑ ኣሎ። ‘ጸላኢትና ዝኾነት ኤርትራ ኵናት ኣዊጃትልና ኣላ። ኵናት ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ኤርትራን ኣይተርፍን’ዩ፣ ኣይክድንጕን ኢዩ’- ሓደ ዝምንጩ ፣ ሓንሳብ ብተሾመ ሙላቱ፣ ሓንሳብ ብኣብርሃም በላይ፣ ሓንሳብ ብጻድቃን፣ ሓንሳብ ብመንዶ...
ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን – ተመረቕቲ 36 ዙርያ ሃገራዊ ኣገልግሎት ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ወለዲ ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን መምህራንን ዓለምትን ንተመረቕቲ 36 ዙርያን፡ ንወለዲን መምህራንን፡ ዮሃና! 36 ዙርያ ኣብ ዝምረቐሉ ዘሎ ኣጋጣሚ፡ ምስ ዝተፈላለየ ዓለማዊን ዞባዊን ምዕባለታት፡ ከም ቀንዲ...
ፈጻሚ ጉዳያት ኤምባሲ ሃገረ ኤርትራ ኣብ ስዊዘርላንድ ኣቶ ሃብቶም ዘርኣይን ሓላፊ ህዝባውን ኮማውን ጉዳያት`ቲ ኤምባሲ ኣቶ ተወልደ ዮውሃንስን ምስ ኣባላት ኤርትራዊ ማሕበረኮም ስዊዘርላንድ – ከተማ ጀነቭ ብ18 ታሕሳስ፡ 2023 ርክብ ኣካይዶም። ኣብ`ቲ ኣስታት 100...
ፈጻሚ ጉዳያት ኤምባሲ ሃገረ ኤርትራ ኣብ ስዊዘርላንድ ኣቶ ሃብቶም ዘርኣይ ምስ ሓለፍቲ ሃማደኤ ጨንፈር ስዊዘርላንድ ርክብ ብምክያድ፣ ንመሪሕ ተረአን ኣብ መኸተን ልምዓትን ሃገር ሞጉሱን ብዝለዓለ ክቕጽልኦ ተላብዩን። ሓላፊ ህዝባውን ኮማውን ጉዳያት ኣቶ ተወልደ የውሃንስን...