ህዝባዊ ሰሚናር ስዊዘርላንድ-ጀነቫ
ካብ ኤርትራ ዝመጹ ላዕለዎት ሓለፍቲ ግንባርን መንግሰትን ንህሉው ኩነታት ሃገርናን ዞባናን ኣመልኪቶም ንህዝቢ ሰሚናር ክህቡ ስለ ዝኾኑ ኩሉ ኤርትራዊ ዜጋ ንኽሳተፍ ብኽብሪ
ንዕድም።
መተሓሳሰቢ: ሕግታት ኮሮና ዘማለአ ማለት ዝተኸተበ : PCR Test ዝሓዘን ሓሚሙ ከም ዝሓወየ ዘረጋግጽ ዕላዊ ወረቐት ንዘቅረበን ጥራይ ይፍቀድ። Mask ግዴታ እዩ::
Hilton Geneva Hotel
Rte François-Peyrot 34, 1218 Grand-Saconnex
ሰዓት : 13h00 – 18h30