Tagged: ዓይነታዊ ንባብ፡ ዓይነታዊ ረብሓ

ዓይነታዊ ንባብ፡ ዓይነታዊ ረብሓ

 ብ ኪዳነ እንድርያስ ምንባብ ሓደ ካብ ኣዝዮም መሰረታውያን ነገራት ንጣዕምን ምቾትን ካብ ዘድልዩን ዘብለጭልጩን ነገራት ኣይኮነን ንጽቡቕን ሕጉስን ሂወት ኢዩ። እቲ ካብ ምንባብ ብቐጥታ እንረኽቦ ሓጎስን ፍስሃን ኣይኮነን እቲ ቀንዲ ኣገዳሲ፡ ዋናን ኣውራን ቁምነገሩ፡...