Tagged: ኤርትራ ንሓቀኛ ወካልን ኣድማዕን ውድብ ሕቡራት ሃገራት እተካይዶ ጻዕሪ ቀጻሊ’ዩ” ሚኒስተር ዑስማን

ኤርትራ ንሓቀኛ ወካልን ኣድማዕን ውድብ ሕቡራት ሃገራት እተካይዶ ጻዕሪ ቀጻሊ’ዩ” ሚኒስተር ዑስማን

ግዳይ ዘይፍትሓዊ ኣካይዳ ውድብ ሕቡራት ሃገራትን ንዕኡ ዝዕብልሉ ሓይልታትን ኮይና ዝነበረትን ዘላን ኤርትራ፡ ንህላወ ብቑዕ፡ ፍትሓዊ፡ ኣሳታፊ፡ ሓቀኛ ወካልን ኣድማዕን ውድብ ሕቡራት ሃገራት እተካይዶ ጻዕሪ ቀጻሊ ምዃኑ፡ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣቶ ዑስማን ሳልሕ ገሊጹ።...