ምኽንያት በዓለ ትንሣኤ ጐይታናን ኣምላኽናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ 2016 ዓ.ም. (2024 ፈ.) ብኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ ዝተዋህበ ቃለ ቡራኬ

[ad_1] በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ! ምኽንያት በዓለ ትንሣኤ ጐይታናን ኣምላኽናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ 2016 ዓ.ም. (2024 ፈ.) ብኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ ዝተዋህበ ቃለ ቡራኬ። ክርስቶስ ተንሥአ እሙታን፡ በዓቢይ ኃይል ወሥልጣን፡...