Tagged: ኤርትራ፡ ጎብለል መበል 14 ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ኣፍሪቃ

ኤርትራ፡ ጎብለል መበል 14 ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ኣፍሪቃ ኰይና

ኤርትራ፡ ሎሚ 4 ወርቂ ሜዳልያታት ብምሽላማ’ዩ ጎብለል ናይቲ ካብ 14-19 መጋቢት ኣብ ባህርዳር ክካየድ ዝቐነየ መበል 14 ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ኣፍሪቃ ኰይና። ኤርትራ ነዚ ዓቢ ዓወት ዝበቕዐት። ሎሚ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር፡ ካብ መንእሰያት ደቂኣንስትዮ...