Tagged: ypfdj

ዋዕላ መንእሰያት ህግደፍ ጨንፈር ኤውሮጳ ይካየድ ኣሎ

ዓመታዊ ዋዕላ መንእሰያት ህግደፍ ጨንፈር ኤውሮጳ፡ “እጃመይ ንማዕከን ሞያውን ቊጠባውን  ጸጋ ሃገር” ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ፡ ብ29 መጋቢት ኣብ ስቶክሆልም  ሽወደን ተኸፊቱ። ሓላፊ ፖለቲካዊ ጉዳያት ህግደፍ ኣቶ የማነ ገብረኣብ፡ ንእዋናዊ ምዕባለታት ሃገርናን ዞባናን ኣመልኪቱ...