Tagged: Eritrea

Asmara : World Heritage Site

By shabait At the rarified height of more than 7,625 feet above sea level, one can find a sort of Italian “Shangri La.” To travel by car, train or even airplane requires rising through...

ምህናጽ ብቑዕ ሃገራዊ መንእሰይ ኣድላይነቱን ብድሆታቱን

መንእሰይ ክትብል ከለኻ መጀመርታ ዝመጽኣካ ነጥቢ ጉዳይ ዕድመ እዩ። ምኽንያቱ፡ ሰባት ብደረጃ ዕድመና ዝተፈላለየ ኣሰያይማ ስለንጥቀም (ህጻን፡ ኮተቴ፡ መንእሰይ፡ ዓቢ ወዘተ)። ብፍላይ ኣብዚ ናይ መንእሰይ ክሊ ዕድመ እንተርኢና ኸኣ ነየናይ ዕድመ ይውክል ኣብ ዝብል...

ህዝቢ ኤርትራ፡ ንሰማእታቱ ሽምዓን ጥዋፍን ብምውላዕ ብሓበን ዘኪሩ

ህዝቢ ኤርትራ  ኣብ ውሽጥን ወጻእን፡ ንሰማእታቱ ሽምዓን ጥዋፍን ብምውላዕ ብሓበን ዘኪሩ። ብቕድሚ ትማሊ ምሸት ኣብ ከተማ ኣስመራ፡ ብዓሰርተታት ኣሽሓት ዝቚጸር ህዝቢ ዝተሳተፎ ሰልፊ ሽምዓ፡ ካብ ጎደና ሰማእታት ብባንድ ምረሻ እናተመርሐ፡ ብጎደና ሓርነት ሓሊፉ ኣብ...

ሓያል ውዳበ – ንዝያዳ ኣድማዕነት

ሓደ ካብ ኣገደስቲ ፍጻመታት ናይዚ ሰሙን’ዚ፡ እቲ ካብ 27-29 መጋቢት 2017፡ ኣብ ኣስመራ ዝተቓንዐ፡ 7ይ ጉባኤ ሃገራዊ ኮንፈደረሽን ሰራሕተኛታት ኤርትራ (ሃኮሰኤ) እዩ። ከምዝፍለጥ፡ ጋግ ምዕሩይነት ብምጽባብ ማሕበራዊ ፍትሒ ንምስፋን ዝካየድ ቃልሲ ሕብረተሰባት፡ ቀጻሊን ዲናሚካውን...

30th round National Service Members Graduate

A total of 1,460 members of the 30th round National Service of technical schools in Sawa who have been attending a 6-month military training graduated on February 18. Speaking at the graduation ceremony, the...