ሚ/ሪ ጥዕና ኣብ ዘውጸኦ ሓበሬታ

ተወሺቦም ዝጸንሑ ዕድመኦም ካብ 22 ክሳብ 50 ዓመት ዝዝርጋሕ 4 ዜጋታት፡ ብ17ን 18ን ሚያዝያ ብዝተገብረሎም መርመራ፡ COVID-19 ስለዝተረኽቦም፡ ኣብ ኤርትራ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ፡ ዛጊት 39 በጺሑ’ሎ። ካብቶም COVID-19 ስለዝተረኽቦም 4 ዜጋታት፡ እተን...