4ይ ዙር ስልጠና ፖለቲካዊ ትምህርቲ ውዳቤታት ህግደፍ ኣብ ኤውሮጳ ከተማ ጀነቫ – ስዊዘርላንድ ተኻዪዱ

4ይ ዙር ስልጠና ፖለቲካዊ ትምህርቲ ውዳቤታት ህግደፍ ኣብ ኤውሮጳ፡ “ሓፋሽ ይንቃሕ፡ ይወደብ፡ ይተዓጠቕ” ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ፡ ካብ 12 ክሳብ 17 ጥቅምቲ ኣብ ከተማ ጀነቫ – ስዊዘርላንድ ተኻዪዱ። ኣብ’ዚ ንሰሙን መመላእታ ዝቕጸለ ስልጠና ካድራት፡...