15 ዓመታት – ርግጸት ልዕልና ሕጊ

13 ማዝያ 2012 ዶባዊ ምስሕሓብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ንምፍታሕ ዚቘመ ዳናዪ ኮምሽን፡ ናይ መወዳእታን ቀያዲን ብይኑ ዚሃበሉ ዕለት እዩ። እቲ ብይን ካብ ዚወሃብ 15 ዓመቱ መሊኡ ኣሎ። ን15 ዓመታት ብዚቐጸለ ርግጸት ልዕልና ሕጊ ድማ፡ ኣብ...