ቀ/ሚኒስተር ሪፖብሊክ ሱዳን፡ ዶ/ር ዓብደላ ሓምዶክ ናይ ሐደ መዓልቲ ዋግዓዊ ናይ ስራሕ ንምግባር ሎሚ ኣስመራ አቲዩ

ቀ/ሚ ዶክተር ዓብደላ ሓምዶክ ዝመርሖ ልኡኽ መንግስቲ ሱዳን፡ ምስ ፕረ. ኢሳይያስ ኣፈወርቂን ካልኦት ሰበ-ስልጣን ኤርትራን፡ ኣብ ምዕዛዝ ክልተኣዊ ዝምድና፡ ምዕባለታት ሱዳንን ገስጋሱን፡ ከምኡ’ውን ሓባራዊ ኣገዳስነት ዘለዎም ጉዳያት ዘትዮም። ፕረ. ኢሳይያስን ዶክተር ሓምዶክን፡ ኣብ’ዚ ሱዳን...