ፕረዚደንት ኢሳይያስ፡ ብምኽንያት ሓድሽ ዓመት ናይ ዮሃና መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ብኣጋጣሚ ምጅማር ሓድሽ ዓመት፡ ናብ መላእ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ውሽጥን ወጻእን መልእኽቲ ሰናይ ምንዮት ኣመሓላሊፉ። ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣብ መልእኽቱ፡ ዓመተ-2018፡ ህዝቢ ኤርትራ ሳላ ክምህ ዘይብል መኸተኡ፡ እልቢ ዘይብሉ ተጻብኦታት ኣብኒኑ፡ ጻማ...