ፍርቂ ሓቂ ሽልማት ኖበል ሰላም 2019

ፍርቂ ሓቂ ሽልማት ኖበል ሰላም 2019 ዮሃና ቀ.ሚ. ዶር. ኣቢ ኣሕመድ ሽልማት ሰላም ኖበል 2019 ናብ ቀዳማይ ሚኒስተር (ቀ.ሚ.) ኣቢይ ኣሕመድ ምባላ ንደላይ ሰላም ህዝብታት ኢትዮጵያ፡ ኤርትራ፡ ዞባናን ዓለምን ሓጎስ ፈጢሩ ኣሎ። ብመስረት መግለጺ...