ፍልጠት፡ ሞያን ተክኖሎጂን

ፍልጠትን ሞያን ኣዝዮም ኣገደስቲ ረቛሒታት ዕብየት እዮም። ምኽንያቱ ናይ ኩሉ ምዕባለታት መሰረት ፍልጠት ወዲ-ሰብ እዩ። ብኻልእ ኣዘራርባ ምንጪን ፈጣሪን ኩሉ ዓይነት ጸጋታት ሰብ እዩ። ሞያን ፍልጠትን ዝዓጠቐ ሰብ ድማ ዝያዳ ኣፍራዪ፡ ቅልጡፍን ኣድማዒን እዩ።...