ፍልይቲ ዕለት – ፍሉይ ታሪኻዊ ፍጻመ

  ጳውሎስ ነታባይ 11 መስከረም 2018 ፈረንጂ፡ ከም ዕለት ፍልይቲ እያ። እቲ ምንታይሲ፡ 1 መስከረም 2011  ሓድሽ ዓመት ግእዝን 1 መሓረም 1440  ሓድሽ ዓመት ህጅሪያን ዝተጋጠማላ ብምዃና። መዝጊባቶ ዝሓለፈት ታሪኻዊ ፍጻመ እውን ፍልይቲ ይገብራ።...